ዘተ፤ ኣብ ጉዳይ ምምስራት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

  • ገብረ ገብረመድህን

Your browser doesn’t support HTML5

▶ዘተ፤ ኣብ ጉዳይ ምምስራት ግዚ ያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንምምስራት ኣጋጢሙ ዘሎ ፈተናን ፖለቲዊ ኩነታት እቲ ክልል፥ዑደት ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ ሒዙዎ ዝመፀ ተስፋ እንተሃሊዩን ካልእ ብዝምልከት ንኹነታት ትግራይ ብቐረባ ዝከታተሉ፡ ኣሰናዳኢ ደደቢት መዲያ ዶክተር ሃይለ ኣረፋይነ ካብ ኣስውትራሊያን ኣቶ ዳዊት ከበደ፡ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኣውራማ ታይምስን ካብ ኢትዮጵያን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

እዚ ቃለ ምልልስ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ግዚያዊ ኣመሓዳሪ ክልል ትግራይ ኮይኖም ቅድሚ ምርቑሖም ዝተኻየደ ቃለ ምልልስ ምዃኑ ንምዝኽኻር ንፈቱ።