ትንታነ- ኣብ ጉዳይ ምውራድ ስልጣን ኣፈ-ጉባኤ ኣመሪካ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ኣፈ ጉባኤ ተወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ኬቨን ማካርቲ ካብ መዝነቶም ተላዒሎም። 435 መናብር ዘለዎ ተወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ብሰሉስ 3 ጥቅምቲ 2023 ድሕሪ ቀትሪ ን45 ደቓይቕ ብዘካየዶ ድምጺ ናይ ምሃብ መስርሕ ኣፈ-ጉባኤ ኬቨን ማካርቲ ካብ መዝነቶም ክለዓሉ 216ብ 210 ናይ ደገፍ ድምጺ ወሲኑ'ሎ፤ ዲሞክራት ተወከልቲ ህዝቢ ንምልዓል እቶም ኣፈ-ጉባኤ ደጊፎም ኣለው።