ትንታነ -- ኣብ ጉዳይ ግጭት እስራኤልን ሓማን ጽልውኡ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን

Your browser doesn’t support HTML5

7 ሕዳር 2023 ብመጥቃዕቲ ሓማስ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝጀመረ ኲናት ማእከላይ ምብራቕ፡ ህይወት ኣሽሓት ሲቪላውያን ወሲዱ ንሚልዮናት’ውን ኣዘናቢሉ ኣሎ። ንምዃኑ እዚ ግጭት ብኸመይ’ዩ ክዓርፍን ዘላቒ መፍትሒ ክርከቦ ዝኽእልን፧ እዚ ኲናት'ኸ ንኸባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ብቐንዱ ድማ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብኸመይ ክጸሉ ይኽእል?