ዋሽንግተን —
ዕጡቓት ሓማስ ብቕድሚ ትማሊ ቀዳም ኣብ ልዕሊ እስራኤል ብዝፈፀምዎ መጥቓዕቲ መንግስቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሓማስ ብዕሊ ኲናት ኣዊጁ ኣሎ።
እቲ ግጭት ካብ ዝጅመር 700 ሲቪል እስራኤላዊያን ሞይቶም ፡ኣብ ቃዛ ድማ ልዕሊ 400 ሰባት ሞይቶም ኣለው።
ተንታኒ ማእከላይ ምብራቕ ኢብራሂም እድሪስ ኣብቲ ኩነታት ገምጋሙ ይህብ፡፡
Your browser doesn’t support HTML5
ትንታነ ክኢላ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት እስራኤልን ሓማስንን