ትንታነ ክኢላ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት እስራኤልን ሓማስንን

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ዕጡቓት ሓማስ ብቕድሚ ትማሊ ቀዳም ኣብ ልዕሊ እስራኤል ብዝፈፀምዎ መጥቓዕቲ መንግስቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሓማስ ብዕሊ ኲናት ኣዊጁ ኣሎ። እቲ ግጭት ካብ ዝጅመር 700 ሲቪል እስራኤላዊያን ሞይቶም ፡ኣብ ቃዛ ድማ ልዕሊ 400 ሰባት ሞይቶም ኣለው። ተንታኒ ማእከላይ ምብራቕ ኢብራሂም እድሪስ ኣብቲ ኩነታት ገምጋሙ ይህብ፡፡