ዘተ፤ ኣብ ጉዳይ ዝምድና ኤርትራ ምስ ሩስያን ቻይናን

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ተ፤ ኣብ ጉዳይ ዝምድና ኤርትራ ምስ ሩስያን ቻይናን

ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ወርሒ ግንቦት ናብ ቻይናን ሩስያን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምክያዱ፡ ኣብ ዝምድና ኤርትራን ምልውዋጥ ሓይሊ ምዕራብን ምብራቕን ኣመልኪቶም ገምጋሞም ክህቡና ንዶ/ር ሄርሞን ብርሃነ ዑቕባሚካኤልን ኣቶ መርስኤ ኪዳንን ኣዘራሪብና ኣለና።

ዶክተር ሄርሞን መምህር ስነ-ጋዜጠኝነት ክኸውን እንከሎ፡ ኣቶ መርስኤ ድማ ክኢላ ምሕደራን ናይ ቀረባ ተኸታታሊ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃን’ዩ።