ከያኒት ማህሌት ኣብ ፅርየትን ምትካል ፈልስን ትነጥፍ
Your browser doesn’t support HTML5
ከያኒት ማህሌት ገብረገርግስ ኣብ ከተማ መቐለ ወፍሪ ጽርየትን ምትካል ፈልስን ኣካይዳ ኣላ::
ኣብ ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ መንኣሰይ ብሓባር ንምስራሕ ድማ ድልውቲ ምዃና ትገልፅ::
Your browser doesn’t support HTML5