አፍጋኒስታናዊት ጓል ኣንስተይቲ ናብራኣ ከም ወዲ ተባዕታይ ትመርሕ

Your browser doesn’t support HTML5

እዛ ኣፍጋኒስታናዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ እዋን ንእስነታ ኣቡኣ ናይ ደቂ ተባዕትዮ ክዳን ይኸድና ከምዝነበረ ንሳ ምስ ዓበየት’ውን ንዕኡ ከምዝቀጸለቶ ትገልጽ ምክንያቱ ኣብቲ ብደቂ ተባዕትዮ ዝተዓብለለ ሕብረተሰብ ከም ተባዕታይ ምኽዳን ብነጻነት ክትንቐሳቀስ ኣብ መንጎ ደቂ ተባዕትዮ ክትነብርን ይሕግዛ።