ኣምኒስት ብዘንቆልቍል ዘሎ ሰብኣዊ መሰላት ይሻቐል

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ዓለምለኸ ትካል ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል፡ ኲናት ዩክሬንን ግጭት ማእከላይ ምብራቕን ምስ ካልኦት በበይኖም ብረታዊ ጎንጽታት ተደማሚሩ ንሰብኣዊ ቅልውላውን ሰፋሕቲ ጥሕሰታትን ምቅላዑ ይገልጽ። ካብ መንጎኦም ድማ ፍልሰት ውልቀ-መለኽቲ ስርዓታትን ቅርቁስ ስልጣንን ነቲ ቅልውላው ከም ዘዕረጎ ኣብቲ ሎሚ ዝዘርግሖ ጸብጻብ ሓቢሩ። ካብ መንጎ’ቶም ኣምኒስት ዝጠቐሶም ኣዝዮም ኣሰከፍቲ ተርእዮታት ኣብ ሱዳን፡ ኢትዮጵያን መይማርን ይርከቡዎም። እ