ዋሽንግተን —
ዓለም-ለኸ ተሓላቂ ሰብኣዊ መሰላት ኣምስት ኢንተርናሽናል እስራኤል ኣብ ልዕሊ ፍልስጤማውያን ነበርቲ ቓዛ ተግባር ምፅናት ዓሌት ፈፂማ ክብል ይኸስስ። እቲ ተሓላቂ መሰላት ንፈለማ ጊዜ'ዩ ኵናት እናተኻየደ ከሎ ከምዚ ዓይነት ክሲ ዘቅርብ'ሎ። እስራኤል ነቲ ክሲ ኣትሪራ ነጺጋቶ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣምንስቲ ንእስራኤል ብምጽናት ዓሌት ይኸስስ፡እስራኤል ነቲ ክሲ ትነጽግ