ኣብ ክልላት ኦሮምያን ኣምሓራን ስራሕ ደው ናይ ምባል አድማ ተጀሚሩ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልላት ኦሮሚያን ኣምሓራን ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ።

ብሰንኪ እዚ ኣብያተ ንግዲ፣ኣገልግሎት መጎዓዚያን ከምዝተቛረፀ ይግለፅ ኣሎ።ንገለ ነበርቲ እዘን ክልላት አዘራሪብና ዘዳለናዮ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልላት ኦሮምያን ኣምሓራን ስራሕ ደው ናይ ምባል አድማ ተጀሚሩ