ዋሽንግተን —
እቲ ዝመፅእ ምምሕዳር ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ቅርፂ ክሕዝ ይጅምር ኣብ ዘለሉ ሕጂ እዋን ኣብ ወፍሪ ምርጫ ጎስጓሶም ዝኣተውዎ መብፃዓ ብኸመይ ከተግብርዎ ይኾኑ ኣብ ልዕሊ ተፃባእቶም’ከ ሕነ ክፈድዩ ክለዓዓሉ ‘ዶ ይኾኑ ዝብሉ ሕቶ ብዙሓት ኣመሪካውያን ኮይኖም ይርከቡ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣመሪካዊያን ስዕረት ዲሞክራሲያዊያን ኣብ ዝግምግምሉ መጻኢ ምምሕዳር ትራምፕ ከመይ ክኸውን'ዩ ኢሎም የስተንትኑ