ቪድዮ ኣልጀርያ: ወተሃደራዊት ነፋሪት ወዲቓ 257 ሰባት ሞይቶም ሚያዝያ 11, 2018 Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ኣልጀርያ ሎሚ ረቡዕ ሓንቲ ወተሃደራዊት ነፋሪት ኣብ ከባቢ ርእሰ ከተማ ኣልጀርስ ወዲቓ 257 ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ።