ኣብ ከተማ ኣላማጣ ብዝተፈጥረ ጎንጺ ክልተ ሰባት ሞይቶም

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ከተማ ኣላማጣ ኣብ መንጎ ስርዓተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ መሰረት ዝገበረ ምዝገባ ትምህርቲ ጀሚሩ’ዩ ንዝብል ተቃውሞ ንምስማዕ ኣብ ልዕሊ ዝወጹ ነበርቲን “ዕጡቓት ህወሓት” ክብሉ ዝገለጽዎም አካላትን ብዝተፈጥረ ግጭት ክልተ ሰባት ምሟቶም ነበርቲ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም።