ሰብ-ሰርሖ ብልሒ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ 2024
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብዚ ናይ 2024 ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ፡ ሕጹያት ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕን ሰብ-ሰርሖ ብልሒ ኣድመጽቲ ንምስሓብ ይጥቀሙ ኣለዉ፡።
ኣብ ፖለቲካዊ ጎስጓስ ንዝበዝሑ ኣድመጽቲ ብዝሓሰረ ወጻኢ ንምብጽሖም ፡ ሰብ-ሰርሖ ብልሒ ኣብ ፖለቲካ ዝዓበየ ለውጢ ዘምጽአ ኮይኑ`ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5