▶ “ንዘርኢ ድሉዋት ኣሎና፡ መደባርያ ግን እንድዒ”ሓረስቶት ወረዳ ሕንጣሎ

Your browser doesn’t support HTML5

ሓረስቶት ክልል ትግራይ፡ ንዘርኢ ይቃረቡሉ ኣብ ዘለዉሉ እዋን፡ ኣብ ብዙሕ ወገናት ዘሎ ተዛማዲ ምርግጋእ ዘቕስኖም እኳ እንተ መሰለ፡ በቲ ዝዓነወ ትሕተ-ቅርጺ ግን ዝሓቱዎ ሓገዝን ዝጽበዩን ብዙሕ’ዩ። ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ካብ ከተማ መቐለ ናብ ወረዳ ሕንጣሎ ተጓዒዙ ንገለ ካብቶም ሓረስቶት ድሕሪ ምዝርራብ፡ ተመሊሱ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት እቲ ክልል ኣወሃሂዱ ጸብጻብ ኣዳልዩ'ሎ።