ኣብ ኤርትራ ዞባ ማእከል ህጡር ሕርሻዊ ምህርቲ ከምዝተረኽበ ተገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ዞማ ማእከል ጽቡቕ ናይ ኣዝመራን ክረምትን ዝናብ ብምንባሩ ሎሚ ዘበን ጽቡቕ ሕርሻዊ ምህርቲ ልምዓት ቡቕሊ ከምዝተረኽበ ተገሊጹ።

ኣብ ዞባ ማእከል 3000 ሄክታር ንኣሕምልትን ፍረታትን 28000 ሄክታር ኸኣ ንካልኦት ዘራእቲ ዝውዕል 3100 ሄክታር ዝሕረስ መሬት ኣለዎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዞባ ማእከል ኤርትራ ጽቡቕ ምህርቲ ክምዝተረኽበ ተገሊጹ