ኣዲስ አበባ —
ቅድሚ ክልተ ዓመታት ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ንምትግባር ዝተወሃሃደ ሰላም ደቡብ ሱዳን ንምትግባር ዝተዋሃሃደ ድፍኢት ዝገብር ኣኼባ ሎሚ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ተጀሚሩ።
ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣብ ከተማ አዲስ አበባ ዝተፈረመ ውዕል ሰላም ደቡብ ሱዳን ፈረ ኣየፍረየን። ግጭት ኣብታ ሃገር ቀጺሉ፡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት እታ ሃገር ድማ ተፈናቒሎም።
ስለዝኾነ ድማ አባል ሃገራት ኢጋድ፡ ሕብረት ኣፍሪቃን ካልኦት አህጉራዊያን መሻርኽቲ ንምትግባር እቲ ውዕል ሰላም ድፍኢት ንምኽያድ ሎሚ ኣብ አዲስ አበባ ምእካቦም ተገሊጹ።
Your browser doesn’t support HTML5