ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ኣብ የመን

Your browser doesn’t support HTML5

የመን ዋላ’ኳ ካብ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ብዝተላዕለ ግጭት ኣብ ቀጻሊ ዕግርግርን ኩናትን ትርከብ እንተኾነት ቁጽሪ በብእዋኑ ናብታ ሃገር ዝውሕዙ ስደተኛታት ግን ይውስኽ ምህላው ሰብ ሞያ ጉዳይ ስደተኛታት ይገልጹ።