ኣስታት 650 ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ኣብ መዳጎኒ ማእከል የመን ብዘይ መግብን ማይን ክጥረዙ ይጽበዩ ከምዘሎ ተገሊጹ
Your browser doesn’t support HTML5
ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ኣብ ከተማ አደን ዝርከብ መዳጎኒ ማእከል ብዘይ ማይን መግብን ናብ ሃገራቶም ክጥረዙ ይጽበዩ ከምዘለው ተገሊጹ።
Your browser doesn’t support HTML5