ኣፍሪቃዊ ዲያስፖራ ኣብ ምርጫ ኣመሪካ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ካማላ ሃሪስ ቅድሚ ናብ ፕረዚደንታዊ ውድድር ምእታወን ዳርጋ ፍርቂ ኣመሪካዊያን መረፅቲ ብኽልቲኦም ሕጹያት ተወዳደርቲ ሪፖብሊካንን ደሞክራሲያዊያንን ሕጉሳት ኣይነበሩን። ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝሓለፈ ሚያዝያ ድምፁ ክህብ ድልየት ንዘይነበሮ ሓደ ኣባል ማሕበረሰብ ኣፍሪቃዊ ዳያስፖራ ኣዘራሪቡዎ ነይሩ።