መጽናዕቲ ክኢላታት ስርዓት ጥዕና ኣፍሪቃ ንምምሕያሽ

  • ዜና ቪኦኤ

ክኢላታት ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ስርዓት ጥዕና ንምምሕያሽ ካብ ዘጸግም ዘሎ ነገራት ሓደ ሕጽረት ምሁራት ሳይንስን ትርጉም ዘለዎ ማእከል መጽናዕቲን፡ ኣብታ ኣህጉር ስለዘየለ`ዩ ኢሎም ።

ማእከል ህዝብን ምርምር ጥዕናን ዝተባህለ ትካል ምስ `ፋውንደሽን ቢል ኤንድ መሊንዳ ገይትስ` ብምዃን፡ ኣብ ሰለስተ ዓበይቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ፕሮግራማት መጽናዕቲ ብምስፋሕ ነቲ ጉድለት ክቕይርዎ ይሰርሑ ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ መጽናዕቲ ክኢላታት ስርዓት ጥዕና ኣፍሪቃ ንምምሕያሽ