ኢትዮጵያ፤ መጽናዕታዊ ፊልም ብዛዕባ ደቆም ዝቐትሉ ኣብ ኣመሪካ ተሰሪሓ

ኣብ ኣመሪካ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎርንያ ብሓደ መጽናዕታዊ ፊልም ዝሰርሕ ሰብ ኣብ ኢትዮጵያ ከባቢ ሸንጭሮ ኦሞ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን "ዝተረገሙዮም" ንዝበልዎም ደቆም ናይ ምቕታል ባህሊ ከምዘለዎምን ነቶም ቆልዑ ንምድሓን ሓደ ነባሪቲ ከባቢ ዝገብሮ ጻዕርን ዝትርኽ ፊልም ተዳልዩ።

Your browser doesn’t support HTML5

ኢትዮጵያ፤ መጽናዕታዊ ፊልም ብዛዕባ ደቆም ዝቐትሉ ኣብ ኣመሪካ ተሰሪሓ