ግጥማት ፍርቂ ፍጻመ ዋንጫ ኣፍሪቃ

  • በትረ ስልጣን

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ግጥማት ፍርቂ ፍጻመ ዋንጫ ኣፍሪቃ፣ ደቡብ ኣፍሪቃ ምስ ናይጀርያ፣ ኣተኣናጋዲት ሃገር ኮትዲቭዋር ምስ ኮንጎ ኪንሻሳ ክገጥማ'የን። ግብጻዊ ኮኸብ ተጻዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዝነበረ ሆሳም ሓሰን ነታ ጋንታ ንከስልጥን ተመሪጹ። ተጻዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ዝነበረ ማንታ ሓው ኢብራሂም ሓሰን'ውን ሓጋዚኡ ኮይኑ ኣሎ።