ዜና ዋንጫ ኣፍሪቃ 2023
Your browser doesn’t support HTML5
ጊኒ ቢሳው ካብ ግጥማት ዋንጫ ኣፍሪቃ ወጺኣ።
ጋና ምስ ግብጺ ኣብ ዝህልዋ ወሳኒ ግጥም እንተዘይስዒራ ዕድል ጊኒ ቢሳው ክገጥማ’ያ።
ሓላዊ ማዕጾ ማንቸስተር ዩናይትድን ካሜሩን ካብ ፍቅሪ ሃገሩ፣ ፍቅሪ ክለቡ በሊጽዎ ግዲ ተባሂሉ ይሕመ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5