ጸብጻብ ዋንጫ ኣፍሪቃ ካብ ግጥማት ኣውዲቕካ ምሕላፍ
Your browser doesn’t support HTML5
ሴነጋል ብኮትዲቭዋር ተሳዒራ ካብ ናይ ካብ ናይ ሎሚ ዓመት ዋንጫ ኣፍሪቃ ተገሊፋ'ላ።
ኬፕ ቨርዴ ድማ ንማውሪታንያ ብጸቢብ ብልጫ ስዒራ ናብ ዙር 8 ሓሊፋ።
Your browser doesn’t support HTML5