ኮትዲቭዋር፣ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኮንጎን ናይጀርያ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2023 ሓሊፈን

  • በትረ ስልጣን

Your browser doesn’t support HTML5

ኮትዲቭዋር፣ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኮንጎን ናይጀርያ ናብ ፍርቂ ፍጻመ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2023 ሓሊፈን ኣለዋ።ናይጀርያ ምስ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኮትዲቭዋር ምስ ኮንጎ ንርብዒ ፍጻመ ክገጥማ'የን። ኣብ ፕሪምየር ሊግ፣ ኣርሴነል ንሊቨርፑል ብቀሊሉ ስዒራ። ማንቸስተር ዩናይትድ’ውን ብዙሕ ሓጋዚ’ኻ እንተዘይኮነ ሰለስተ ነጥቢ ረኺባ ኣላ።