ዋንጫ ኣፍሪቃ- 8 ጋንታታትን ናብ ርብዒ ፍጻመ ሓሊፈን ኣለዋ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ግጥማት ፍጻመ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2023 ክትበጽሕ እያ ተባሂላ ሓያል ግምትን ትጽቢትን ዝተነበረላ ጋንታ ሞሮኮ ብደቡብ ኣፍሪቃ ተሳዒራ፣ ማሊ ድማ ንጎረቤታ ቡርኪናፋሶ 2 ን 1 ኣፋንያታ።
ኣብ ግጥማት ርብዒ ፍጻመ ዝበጽሓ 8 ጋንታታት ካብ ዓርቢ ጀምረን ክገጥማ እየን። ኣንጎላን ናይጀርያን ንፈላማይ ግጥም መደብ ተታሒዙለን ኣሎ።