ናይ መላእ ኢትዮጵያ ሓድነት ፓርቲን ሰማያዊ ፓርትን 28 መስከረም, 2010 ዓ.ም ክካየድ ዝተወጠነ ሰላማዊ ሰልፊ አፍልጦ ከምዘይረኸበ ገሊጾም።
አፍልጦ ተኸልኪልና ናብ ዝበልዎ አካል’ውን ክሲ ከምዝመስረቱ አፍሊጦም ኣለው።
ናብ ቀዳማይ ሚንስትር ሃይለማርያም ደሳለኝን ካልኦት ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር’ውን ደብዳበ ከምዘእተው ገሊጾም አለው።
ብተወሳኺ’ቶም ፓርቲታት ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ ልዕሊ ተማሃሮ ምህንድስና ባህርዳር ዩኒቨርሲቲ ዝተወስደ ኢ-ሰብኣዊ ዝበልዎ ስጉምቲ’ውን ኣውጊዞም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5