ዓድዋ —
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ካብ ፌደራል ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይን ገለ ሆስፒታላት ብዝተገበረሉ ዝተፈላለዪ ሓገዛት ኣበርቲዑ ብምስራሕ ሞት ኣዴታት ናብ ዜሮ ክጎድል ከሎ ኣብ ህፃናት እውን ኣበርቲዑ ይሰርሕ ኣሎ ይብሉ ኣካያዲ ስራሕ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ኣይተ ክንፈ ገብረእዝጋብሄር ይሕብሩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ ሞት ኣዴታትን ህጻናትን ዘካየዶ ስራሓት