ዓወት ውግእ ዓድዋ -- ተዘኪሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ዓወት ውግእ ዓድዋ -- ተዘኪሩ፡ ተኸቢሩ

መበል 129 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ እግሪ እምባ ሶሎዳ ትማሊ ሰንበት ተኸቢሩ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ኣቦ-መንበር ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ብኣካል ክርከቡ እንከለዉ፡ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ድማ ነቲ ዕለት ዘለዎም ክብሪ ኣብ ማሕበራዊ ገፃት ኣካፊሎም።