ዝኽሪ መበል 121 ዓመት ኹናት ዓድዋ ሎሚ ኣብታ ከተማ ተኸቢሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያዊያን ንመበል 121 ዓመት ዝኽሪ ኹናት ዓድዋ ኣብታ ከተማ ብምትእኽኻብ ኣኽቢሮም። ኹናት ዓድዋ ኣብ 1896 ዓ.ም ጣልያን ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሰዓረሉ ኹናት’ዩ። ኣብዚ ሎሚ ኣብ ከተማ ዓድዋ ዝተኸበረ ዝኽሪ ሓርበኛታት፡ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን መንግስትን ዲፕሎማትን ተረኺቦም ኔሮም።