ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ኣሎ ብዝተባህለ ጸገም ዝስተ ማይ ብዝተላዕለ ተቓውሞ ንብረት ምዕናዉ ተሓቢሩ

  • ግርማይ ገብሩ

ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ሓደ ተማሃራይ ከምዝሞተን ተማሃሮ ብሰንኪ ዘልዐልዎ ዓመፅ ድማ ብርክት ዝበለ ንብረት እቲ ዩኒቨርሲቲ ከምዝዓነወን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ተፀብፂቡ እዩ።

ብዛዕባ እዚ ሓበሬታ እዚ ምላሽ ንምርካብ ንዝምልከቶም ሓለፍቲ እቲ ዩኒቨርሲቲ ተደጋጋሚ ፃዕሪ ኣካይዱ ኣይተመሰለሉን።

እንተኾነ ግን ካብ ተማሃሮ፣ መምህራንን ሰራሕተኛታት እቲ ዩኒቨርሲቲ ዝተረኸበ ሓበሬታን ንኣካቢት ሕብረት ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ንተማሃሪት ፍርያት መረሳ ብዛዕባ’ቲ ኩነታት መርብሂ ትህብ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ኣሎ ብዝተባህለ ጸገም ዝስተ ማይ ብዝተላዕለ ተቓውሞ ንብረት ምዕናዉ ተሓቢሩ