መራሕቲ ታክሲ ኣዲስ አበባ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ካሳቺንስ ኣከባቢ ታክሲ ዝሰአኑ ተሳፈርቲ ኣውቶቡስ አብ ምጽባይ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደሕንነት መንገዲ ትራፊክ ንምሕላው ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ዝወጸ መምርሒ ብኸፊል ክትግበር ድሕሪ ምጽንሑ ምሉእ ብምሉእ ተግባራዊ ክኸውን ብምጅማሩ መራሕቲ ታክሲ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ከካይዱ ውዒሎም።

በዓል ስልጣን ፌደራል መጎዓዚያ ትማሊ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ እቲ ምትግባር’ቲ ሕጊ ንሰለስተ ኣዋርሕ ከምዘናውሖ ኣፍሊጡ’ሎ።

እቶም መራሕቲ ታክሲ ግን እቲ ምንዋሕ ጊዜ መፍትሒ ኣይኮነን ይብሉ ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መራሕቲ ታክሲ ኣዲስ አበባ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም