ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወሰኽ ክፍሊት ህዝባዊ መጓዓዝያ ይገብር፡ ነበርቲ የማርሩ

መጉዓዝያ ዝጽበዩ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ

ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ ረቡዕ ጀሚሩ ኣብ ግብሪ ዝውዕል ወሰኽ ክፍሊት ህዝባዊ መጓዓዝያ ገይሩ ኣሎ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ እቲ ወሰኽ ክፍሊት ነቲ ድሮ ዘሎ ክብደት መነባብሮ መሊሱ ከም ዘጋድዶ ይዛረቡ። ክኢላታት ብወገኖም፡ እቶም ቀንዲ ተሃስይቲ ናይቲ ወሰኽ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ መነባብሮ ዝርከቡ’ዮም ይብሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወሰኽ ክፍሊት ህዝባዊ መጓዓዝያ ይገብር፡ ነበርቲ የማርሩ