ቢሮ እቶት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ 62 ሰባት እገዳ መገሻ ኣንቢሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ቢሮ እቶት ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ 3.2 ቢሊዮን ብር ናይ ግብሪ ዕዳ ኣለዎም ንዝበሎም 62 ሰባት ካብ ሃገር ከይወፁ እገዳ መገሻ ከምዘንበረ ኣፍሊጡ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም በዓል ሞያ ሕጊ ብወገኖም፣ እቲ ቢሮ ከምዚ ኣይነት እገዳ ናይ ምንባር ስልጣን ኣለዎ፣ ኰይኑ ግን ክማልኡ ዝግበኦም ቅድመ ኩነታት ኣለው ይብሉ።