ንጥፈታት ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ

ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ኣብ መቐለን ከባቢኣን ዝነጥፍ ዘይመንግስታዊ ትካል’ዩ።

እቲ ማሕበር ዘኽታማት ኣብ ህይወቶም ዕዉታት መታን ክኾኑ ኣድላዪ ዘበለ ሓገዝ ብምብርካት ናብ ቁም-ነገር የብቅዕ።

ንመናእሰይ ሞያዊ ስልጠናታት ዝልግስ እቲ ማሕበር፣ ኣብ ማእከላት መሰልጠኒ ደቂ ኣንስትዮ ድማ ክሳብ 900 ደቂ-ኣንስትዮ ተቀቢሉ የስተምህርን የስልጥንን ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ አብዚ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

ንጥፈታት ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ