ግጥምታት ኣብራሃ ታደሰን ተስፋዓለም ገ/ስላሴን ሎሚ'ውን ኣካል ዕላልና ኮይኖም ኣለው። ክልቲኦም ኪነ ጥበባዊያን 'ሓደ ሰብ ዝተዋጸአሉ ገጣሚ ዝኾነሉ ሚስጢር ንክነግሩና ሓቲትናዮም ንጹር መልሲ ክህቡ ኣይካኣሉን። ግን ሓቢሩካ ዝዓቢን ካብ ማሕበረ-ሰብ ዝውረስን ዝንጸባረቕን ኮይኑ ከምዝረኸብዎ' ይዛረቡ።
ግጥምታት ዋጅራት'ውን በዲሁና ኣሎ ንምፍትሑ። ሳላ ኣብራሃ ግና ኣይተጸገምናን። ሳልሳይ ክፋል መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ቀሪቡ'ሎ። ተኸታተሉ።
Your browser doesn’t support HTML5
3ይ ክፋል ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊያን ኣብራሃን ተስፋዓለምን