መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ በበይኑ ወረዳታት ኣጋጢሙ ዘሎ ጥሜት፡ ድሮ ህይወት ልዕሊ 220 ሰባት ምውሳዱ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣመልኪቱ ኣሎ። ወረዳ ኣበርግለ-ጭላ ድማ ካብተን ቀንዲ ዝተሃስያ ወረዳታት’ያ። ሰለስተ ግዱሳት መንእሰያት bናይ ባዕሎም ተበግሶ ንጽጉማት ኣብ ምሕጋዝ ይርከቡ።
ንተበግስኦምን ዝዓመምዎ ስራሕን ብዝምልከት ኣዘራሪብናዮም ኣለና።