ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ሓረስቶት ካብ መሬቶም ብዙሕ ፍረ ንኽሓፍሱ ዝሕግዝ ስነ-ህይወታዊ ተፈጥሮ ተጠቂሙ ኣብ ርሕቀት ብዘሎ መሳርሒ ዝሕግዝ ምህዞ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲ ኖርዝወስተርን ኣማዕቢሎም ኣለዉ። እዚ መሳርሒ’ዚ ሓረስቶት መሬትም ክፈልጡን ብኡ መጠን ከኣ ንምልማዕ መሬቶም ዘድልዮም ጥረ-ነገራት ንምፍላጥ ዝሕግዞም’ዩ።