ኣዲስ ኣበባ —
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ሓሙስ ጋዜጣዊ መግለጺ ዝሃበ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ፡ “መንግስቲ ፈደራል ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ኩነታት ትግራይ ስጕምቲ ንኽወስድ እምበር ጣልቃ ንኽኣቱ ኣይጸዋዕኩን፡” ኢሎም። ኣብቲ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ናይ ኤርትራ ምትእትታውን ምልፋን ምስ ሓደ ወገን ህወሓትን ከም ዘሎ ዝገለጸ ኣቶ ጌታቸው፡ ምኽታል ኣቦ-መንበር ህወሓት ኣቶ ኣማኑኤል ኣሰፋ ኣብ መቐለ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ግን ነቲ ክሲ ነጺጉዎ ኣሎ።
ንዝርዝሩ መላግቦ ሰዓቡ፤
Your browser doesn’t support HTML5
ጋዜጣዊ መግለጺታት ኣቶ ጌታቸው ረዳን ምላሽ ኣቶ ኣማኑኤል ኣሰፋን ብሓጺሩ