ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኮሎምቢያ ዩኒቨርሲቲ ኒው ዮርክ ክትዕ ተወሊዑ`ሎ። ፍልስጤማዊ ማሕሙድ ኻሊል ክጥረዝ ይኽእል`ዩ። ሚኒስትሪ ድሕነት ውሽጢ ሃገር፡ ንማሕሙድ ኸሊል ምስቲ ኣብ ግብረ ሽበራ ዝተመደበ ሓማስ ምትእስሳር ኣለዎ ዝብል ክሲ ኣቕሪብሉ`ሎ። ምምሕዳር ትራምፕ ብመሰረት ጸረ-ሴማውነትን ምሕላው ኣይሁድ ተመሃሮን ዝተወስደ ስጉምቲ`ዩ ብምባል ንተግባራቱ ይከላኸል።