ኲናት ሰሜን ኮንጎ -- ብምስክርነት ነባሪ እቲ ከባቢ
Your browser doesn’t support HTML5
ቀዳማይ ሚኒስተር ደሞክራሲያዊት ርፓብሊክ ኮንጎ፡ ብሰኑይ ንቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ከም ዝሓበሮ፡ ኣብ ወርሒ ጥሪ ድሕሪ ዝጀመረ ኲናት ሰሜን ኮንጎ ዛጊት ልዕሊ ሸውዓተ ሽሕ ህዝቢ ቀቲሉ ከም ዘሎ ገሊጹ። ንምዃኑ ኣብቲ ከባቢ ንዝነብሩ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን እዚ ግጭት ከመይ ይጸልዎም? ንኸተማ ጎማ ተጐስጊዛ ኣብ እትርከብ ጊሰኚ እትብሃል ከተማ ዝነበር ኤርትራዊ ኣዘራሪብና ኣሎና።