መርገጺ ወታሃደራውያን መራሕቲ ትግራይ ንመን የርብሕ? -- ዘተ
Your browser doesn’t support HTML5
ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ኣብ ቀረባ ዝወሰዱዎ ውሳነን ብኽልቲኡ ወገን ክህሉዎ ዝኽእል ረብሓታትን ስክፍታትን ንኸፋሉና ክልተ ክኢልታት ሕጊ ኢና ኣዘራሪብና። ኣጋይሽና ዓወት ልጃለም ካብ መቐለ፡ ኢሳያስ ሃይለማሪያም ድማ ካብ ሳን-ፍራንሲስኮ ካሊፎርኒያ እዮም። ዕዱማትና ኣብዚ ጉዳይ ተጻራሪ መርገጺ’ዩ ዘለዎም። ኣብ ቀረባ ብዛዕባ ዝተጣየሸ ኣማኻሪ ቤት ምኽሪን ካልኦት ጉዳያትን'ውን ኣልዒሎም ኣለዉ።