ተቓውሞ ሰልፊ ደሞክራሲያውያን ኣብ ጉዳይ ምቍራጽ ትካላት ሓገዝ ይሕይል

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ካብ ሰልፊ ደሞክራሲያውያን ዝዀኑ ኣባላት ባይቶ ኣመሪካ፡ ምምሕዳር ትራምፕ ንዓለምለኸ ተራድኦ ልምዓት ኣመሪካ (USAID) ምቍራጹ፡ ሳዕቤናቱ ኣብ ጸጥታን ውሕስነት ኣመሪካ ከቢድ ምዃኑ የጠንቅቑ። ንሳቶም ከም ዝምጕቱዎ፡ እቲ ሃንደበታዊ ምቍራጽ ነዊሕ ዝኸይድ ኣሉታዊ ሓድጊ ክህሉዎ ዝኽእል’ዩ። ርፖብሊካውያን ግን ሃገራዊ ብኽነት ምውጋድ ምዃኑ ይኣምኑ።