ፕረ. ትራምፕ ኲናት ዩክሬን ንምዕራፍ ዲፕሎማሲያዊ ጻዕሪ የቐድሙ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ምስ ሩስያ ዕዉት ምቅይያር እሱር ዘካየዱ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ግጭት ዩክሬይን ደው ንምባል ትማሊ ረቡዕ ዝተፈላለየ ዲፕሎማሲያዊ ፃዕርታት ጀሚሮም። ኣብ ቀረባ ምስ መራሒ ሩስያ ከም ዝራኸቡን ብምኽትል ፕረዚደንት ዝምራሕ ጉጅለ ድማ ፅባሕ ዓርቢ ምስ መራሒ ዩክሬይን ንምርኻብ ይልኣኽ ከም ዘሎን ኣሎ ተፈሊጡ ኣሎ።