መብርሂ ክሪፕቶካርንሲ -- ብዓይኒ ክኢላ ቴክኖሎጂ

  • ገብረ ገብረመድህን

Your browser doesn’t support HTML5

መስራቲን ዋና ኣካያዲ ስራሕን ትካል "ሞያ ቴክኖሎጂ" ዝዀነ ኣማኻሪ ስራሓት ቴክኖሎጂ ሙሴ ሃይለ፡ ብዛዕባ ብሎክቸይን ክሪፕቶካረንሲን መብርሂ ንኽህበና ናብ ስቱድዮና ዓዲምና ኣዘራረቢናዮ ኣሎና። ኣቶ ሙሴ፡ ዕደና ክሪፕቶካረንሲ፡ ብሕልፊ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዝዩ ምቹእ ቦታ ምዃኑ ይገልጽ። እዚ ክኢላ ቴክኖሎጂ ኣብ 2008 ኣብ እዋን ፋይናንሳዊ ቅልውላው ዝጀመረ እዚ ኣገባብ ዕድጊት ቀጻሊ ምዃኑ’ዩ ዝኣምን።