ትልሚ ምግዓዝ ፍልስጤማውያን ፕረ. ትራምፕ ተቓውሞ ይገጥሞ

Your browser doesn’t support HTML5

ወሽመጥ ቓዛ ብሓልታት ኣመሪካ ተወሲዳ፡ ነበርቲ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ክግዕዙን እቲ ከባቢ ድማ ዘላቒ ሰላም ክረክብን ብሰሉስ ምሸት ዝኣመመ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ንመሓዙት ኣመሪካ ዝሓወሰ ተሪር ግብረ-መልሲ ተቐቢሉዎ። ግብጺ፡ ኣብ ሃገራ ክትቅበል ዘይኰነስ ፍልጤማውያን ኣብ ቦታኦም እንከለዉ እቲ ናይ ምሕዳስ መስርሕ ክግበር ትእምም፡ ከም ጸብጻብ ኣሶሸትድ ፕረስ።