ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ፡ መሪሕነትን ሊሃቃንን ትግራይ ፍልልያቶም ብዘተ ክፈትሑ ጸዊዑ ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተመስሪቱ ሃገራዊ ውጅር ኤሪ-ጁንየ ኤርትራ 2025 ተኻዪዱ ንግዳዊ ኲናት ሰሜን ኣመሪካ ካብ ናበይ?