ካብ ነበርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ኣከባብራ በዓል ልደት
Your browser doesn’t support HTML5
ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ መቐለ፡ ኣብዚ መዓልቲ ዝተሰምዖም መንፈሳዊ ቅሳነት ክገልጹ እንከለዉ፡ በቲ ኣጋጣሚ ግን ኣብቲ ክልል ዝርአ ዘሎ በበይኑ ጸገማት ፍልላይትን’ውን ክዓርፍ ተስፋኦም ኣካፊሎም ኣለዉ።
Your browser doesn’t support HTML5